ብሓባር ዕብየት ን-ስነ ልሳንን ጥዕናን

ቋንቋ • ጥዕና • ዕብየት
🏥 ንጥዕናኹም መምርሒ (Arzt Guide)

💬 ተርጓሚ የድልየኩም?

ንጥዕናዊ ቆጸራኹም ብትግርኛን ጀርመንን እትርጉም እየ።
(Demnächst verfügbar)

💬 ብዋትስኣፕ ተወከሱና
☀ ቫይታሚን ዲ ባዕላዊ ገምጋም መግበሪ( VITAMIN D CHECK)
ናይ ቫይታሚን ዲ (D) ባዕላዊ ገምጋም መግበሪ Vitamin D Diagram

ካብዞም ምልክታት ዝስምዑኹም ምልክት ግበሩሉ፡

ጽንኩር ድኻም (Fatigue)
ቃንዛ ዓጽሚ/ሕቖ (Bone Pain)
ተደጋጋሚ ሕማም (Infections)
ናይ ጭንቀት ስምዒት (Low Mood)
ምርጋፍ ጸጉሪ (Hair Loss)
🍴
ብ ኣርባዕተ ቋንቋታት Habesha Restaurant Website Template
View Demo
ቋንቋ • ጥዕና • ዕብየት

እንቋዕ ብደሓን መጻእኹም!

ናብ ድሕረ ገጽ ብሓባር ዕብየት ን ስነ ልሳንን ጥዕናን፤

እዚ መድረኽ ንመንነትኩም ዘደንፍዕ ስነ-ልሳንን፡ ንህይወትኩም ዘውሕስ ናይ ጥዕና ምኽርን ፍልጠትን ሒዝልኩም ቀሪቡ ኣሎ።

Education and Health Support
ቐጻሊ ምዕባለ ✨

ትምህርቲ ቋንቋ ኣደን ስሉጥ ናይ ጥዕና ምኽርን

ኣብ ዘለኹሞ ኮይንኩም ብዙም (Zoom) ቛንቛ ትግርኛ ክትመሃሩ፡ ብመልእኽትን ወይ ብናይ ዙም ደወልን ናይ ጥዕና ምኽሪ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። ንምምዝጋብ ነዛ ምልክት ጠውቑ።

ሕጂ ተመዝገቡ / ቆጸራ ሓዙ !

ትግርኛ ተማሃሩ! ጥዕናኹም ኣበርትዑ!

ቋንቋኹም • ጥዕናኹም • ህይወትኩም

እዚ ጽሑፍ ጠቓሚ ኔሩዶ፧

እወ
ኣይፋል
ስለ ርእይቶኹም የቐንየለይ!